5 “እንሆ ዘራኢ፥ ዘርኢ ኽዘርእ ወፈረ፤ ክዘርእ እንተሎ ድማ፥ ገሊኡ ኣብ ወሰን መንገዲ ወደቐሞ፥ ተረገፀ፤ ኣዕዋፍ ሰማይውን በልዓኦ።
ናብቲ ስጋ ድማ ኣሞራታት ወረዱ፤ ኣብራም ግና የባርሮም ነበረ።
ድልየቶም ዓመፅ እዩ እሞ፥ ካብ ስርዓታትካ ንዝርሕቑ ዅሎም ኣሕሰርካዮም።
ንሱ ድማ ኸምዙይ ኢሉ መለሰሎም፦ “እቲ ፅሩይ ዘርኢ ዝዘርእ ወዲ ሰብ እዩ፤
“ንስኻትኩም ናይ ምድሪ ጨው ኢኹም፤ ጨው መቐረቱ እንተ ጠፍአኸ፥ ብምንታይ ይምቅር? ንደገ ተደርቢዩ፥ ብእግሪ ሰብ ክርገፅ እንተ ዘይኮይኑስ ዝጠቕሞ የብሉን።
ገሊኣቶም ሰባት፥ ነቲ ኣብ ወሰን መንገዲ ዝተዘርአ እዮም ዝመስሉ፤ ምስ ሰምዑ፥ ሽዑ ንሽዑ ሰይጣን መፂኡ ነቲ ኣብ ልቦም ዝተዘርአ ቓል ይወስዶ።
ብዙሕ ህዝቢ ምስ ተኣከበ፥ ሰባትውን ካብ ዝተፈላለያ ኸተማታት ናብኡ ምስ መፁ፥ ብምስላ ኸምዙይ ኢሉ ተዛረበ፦
ገሊኡ ኸዓ፥ ኣብ ኰዅሒ ወደቐ፤ ምስ በቘለ ድማ፥ ራሕሲ ስለ ዘይነበሮ ነቐፀ።
ስለዙይ ምእንቲ ኻብቲ ዝሰማዕናዮ ስሒትና ኸይንወድቕ፥ የመና ኽነቕልብ ይግብአና እዩ።