4 ብዙሕ ህዝቢ ምስ ተኣከበ፥ ሰባትውን ካብ ዝተፈላለያ ኸተማታት ናብኡ ምስ መፁ፥ ብምስላ ኸምዙይ ኢሉ ተዛረበ፦
በታ መዓልቲ እቲኣ ኢየሱስ ካብ ቤት ወፂኡ፥ ኣብ ገምገም ባሕሪ ተቐመጠ።
“እንሆ ዘራኢ፥ ዘርኢ ኽዘርእ ወፈረ፤ ክዘርእ እንተሎ ድማ፥ ገሊኡ ኣብ ወሰን መንገዲ ወደቐሞ፥ ተረገፀ፤ ኣዕዋፍ ሰማይውን በልዓኦ።