Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ወንጌል ሉቃስ 8:2 - መፅሓፍ ቅዱስ

2 ከምኡውን ካብ ርኹሳት መናፍስትን፥ ካብ ሕማምን ዘሕወየን ኣንስቲ ነበራ፤ ንሳተንውን እታ ሸውዓተ ኣጋንንቲ ዝወፁላ መግደላዊት ዝብልዋ ማርያም፥

Ver Capítulo Copiar




ወንጌል ሉቃስ 8:2
11 Referencias Cruzadas  

ዝናኡውን ኣብ ኵላ ሶርያ ተሰምዐ፤ ኵሎም ሕሙማት፥ በብዓይነቱ ሕማምን ቃንዛን ዘለዎም፥ ኣጋንንቲ ዝሓደርዎም፥ በብወርሑ ዝለዓል ሕማም ዘለዎምን መፃጕዓትን ኣምፅኡሉ፤ ንሱ ድማ ኣሕወዮም።


ሰንበት ምስ ሓለፈት፥ ማርያም መግደላዊትን ማርያም እኖ ያእቆብን፥ ሰሎሜን ስጋ ኢየሱስ ኽቐብኣ ምዑዝ ሽቱ ዓደጋ።


[በታ ቐዳመይቲ መዓልቲ ናይ ሰሙን ንግሆ ኻብ ምውታን ምስ ተስአ፥ ነታ ሸውዓተ ኣጋንንቲ ዘውፅአላ ማርያም መግደላዊት ኣቐዲሙ ተርኣያ።


ብዙሕ ህዝቢ ኸዓ ይስዕቦ ነበረ፤ ኣንስትውን የልቅሳሉን ይበኽያሉን ነበራ።


እቶም ዝፈልጥዎ ዅሎምን፥ እተን ካብ ገሊላ ጀሚረን ዝተኸተላኦ ኣንስትን ከዓ፥ ብርሑቕ ደው ኢሎም ነዙይ ይጥምቱ ነበሩ።


እተን ካብ ገሊላ ምስኡ ዝመፃ ኣንስቲ ድማ ተኸቲለን፥ መቓብሩን ነቲ ስጋኡ ኸመይ ከም ዘንበሩዎን ረአያ።


ኢየሱስ ድማ “ስምካ መን እዩ?” ኢሉ ጠየቖ። ንሱ ኸዓ ብዙሓት ኣጋንንቲ ሓዲሮምዎ ስለ ዝነበሩ፥ “ለጌዎን” በለ።


ኣብ ጥቓ መስቀል ኢየሱስ ከዓ፥ እኖኡን ሓፍቲ እኖኡን፥ ማርያም ሰበይቲ ቀለዮጳን፥ ማርያም መግደላዊትን፥ ደው ኢለን ነበራ።


እዚኣቶም ኵሎም፥ ምስ ገሊኣተን ኣንስትን፥ ምስ ማርያም እኖ ኢየሱስን፥ ምስ ኣሕዋቱን ሓቢሮም፥ ፀሎት የዘውትሩ ነበሩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos