Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ወንጌል ሉቃስ 7:3 - መፅሓፍ ቅዱስ

3 ብዛዕባ ኢየሱስ ምስ ሰምዐ፥ መፂኡ ንሓሽከሩ ኸሕውየሉ፥ ሽማግለታት ኣይሁድ ንኽልምንዎ ናብኡ ለኣኸ።

Ver Capítulo Copiar




ወንጌል ሉቃስ 7:3
7 Referencias Cruzadas  

ኢየሱስ ናብ ቅፍርናሆም ምስ ኣተወ፥ ሓደ ሓለቓ ሚእቲ ናብኡ ቐሪቡ፥ “ጐይታይ! ወደይ መፃጕዕ ኾይኑ፥ ኣብ ገዛ ደቂሱ የመና ይሳቐ ኣሎ” እናበለ ለመኖ።


ኣብኡ ኸዓ ሓሚሙ ንሞት ዝቐረበ፥ ዝፈትዎ ሓሽከር ዝነበሮ፥ ሓደ ሓለቓ ሚእቲ ነበረ።


ንሳቶም ድማ ናብ ኢየሱስ መፂኦም “ንሱ ንህዝብና ይፈቱ፤ ቤተ ፀሎትና ዝሰርሐልናውን ንሱ እዩ እሞ፥ እዙይ ክትገብረሉ ይግብኦ እዩ” ኢሎም ኣበርቲዖም ለመንዎ።


እንሆ ድማ ኢያኢሮስ ዝስሙ ሰብ መፀ፤ ንሱውን መራሒ ቤተ ፀሎት ኣይሁድ ነበረ፤ ኣብ እግሪ ኢየሱስ ወዲቑ ድማ፥ ናብ ገዛኡ ኽኣቱ ለመኖ።


እንሆ ኸዓ ኻብቶም ህዝቢ ሓደ ሰብኣይ ዓው ኢሉ ኸምዙይ በለ፥ “ኦ መምህር! ውላደይ ሓደ ንሱ እዩ፤ ነዝ ወደይ ክትሪአለይ እልምነካ ኣለኹ።


ንሱ ኢየሱስ ካብ ይሁዳ ናብ ገሊላ ኸም ዝመፀ ምስ ሰምዐ፥ ናብኡ ኸደ፤ ወዱ ንሞት ቀሪቡ ስለ ዝነበረ ድማ፥ ናብ ቅፍርናሆም ወሪዱ ምእንቲ ኸሕውየሉ ንኢየሱስ ለመኖ።


ብዛዕባ እቲ ኣብ ቤት ማእሰርቲ እንተለኹ፥ ብክርስቶስ ዝወለድክዎ ወደይ ኣናሲሞስ፥ እልምነካ ኣለኹ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos