Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ወንጌል ሉቃስ 4:9 - መፅሓፍ ቅዱስ

9 ዲያብሎስ ከዓ ናብ ኢየሩሳሌም ወሲዱ፥ ኣብ ገምገም ጕልላት ቤተ መቕደስ ደው ኣበሎ፤ “ወዲ እግዚኣብሄር እንተ ደኣ ዄንካስ፥ እስኪ ኻብዙይ ንታሕቲ ተወርወር።

Ver Capítulo Copiar




ወንጌል ሉቃስ 4:9
7 Referencias Cruzadas  

እቲ ኣብ ቅድሚ እቲ ቤት ዝነበረ ገበላ ኸዓ፥ ምንዋሑ ኸም መጠን ምግፋሕ እቲ ቤት፥ ትሽዓተ ሜትር ነበረ። ቁመቱ ድማ ሓምሳን ኣርባዕተን ሜትር ነበረ። ነቲ ውሽጡ ኸዓ ብፅሩይ ወርቂ ለበጦ።


እግዚኣብሄር ድማ ንሰይጣን “ንሱ ኣብ ኢድካ እዩ፤ ግና ህይወቱ ኸይትነክእ ተጠንቀቕ” በሎ።


እንሆ ኸዓ “ኢየሱስ ወዲ እግዚኣብሄር! ንስኻ ምሳና እንታይ ኣለካ? ጊዜኡ እንተይበፅሐዶ ኽተሳቕየና ናብዙይ መፂእኻ?” እናበሉ ዓው ኢሎም ኣእወዩ።


‘ምእንቲ ኽሕልዉኻ መላእኽቱ ኽእዝዘልካ እዩ፤


ዲያብሎስ ድማ “ወዲ እግዚኣብሄር እንተ ዄንካስ፥ እስኪ እዝ እምኒ እዙይ፥ እንጀራ ክኸውን ኣዝዝ!” በሎ።


ካብ ምዉታን ብምትሳኡ ድማ፥ ብመንፈስ ቅዱስ ወዲ እግዚኣብሄር ምዃኑ ብሓይሊ ዝተግሃደ፥ ኢየሱስ ክርስቶስ ጐይታና እዩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos