Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ወንጌል ሉቃስ 3:15 - መፅሓፍ ቅዱስ

15 እቶም ህዝቢ ኣብ ትፅቢት ነበሩሞ፥ ኵሎም ንዮሃንስ “እዙይ እቲ ክርስቶስ ደኾን ይኸውን?” እናበሉ ብልቦም ይሓስቡ ነበሩ።

Ver Capítulo Copiar




ወንጌል ሉቃስ 3:15
4 Referencias Cruzadas  

ንሳቶም ግና “እንጀራ ስለ ዘይሓዝና ድዩ ኸምዙይ ዝብለና ዘሎ?” ኢሎም ንስንሳቶም ተዘራረቡ።


ሽዑ ኣይሁድ ከበብዎ እሞ “ክሳዕ መኣዝ ኢኻ ኣብ ጥርጥር እተንብረና? ንስኻ ክርስቶስ እንተ ደኣ ዄንካ ኣግሂድካ ንገረና” በልዎ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios