3 ኣብኡ ኣትየን ግና፥ ናይ ጐይታ ኢየሱስ ስጋ ኣይረኸባን።
ደቀ መዛሙርቱ ናብ ማዕዶ ኽሳገሩ እንተለዉ እንጀራ ምሓዝ ረሲዖም ነበሩ፤
እቲ እምኒ ኸዓ፥ ካብቲ መቓብር ተንከባሊሉ ረኸባኦ።
ስጋኡ ምስ ሰኣና፥ ህያው ምዃኑ ዝነገርወን፥ ራእይ መላእኽቲ ኸም ዝረአያ፥ መፂአን ነገራና።
ጐይታ ኢየሱስ ምስ ረአያ ራህርሀላ እሞ፥ “ኣይትብከዪ” በላ።
“ስለዙይ ካብዞም ካብ ጥምቀት ዮሃንስ ጀሚሩ፥ ጐይታና ኢየሱስ ካባና ኽሳዕ እታ ንሰማይ ዝዓረገላ መዓልቲ፥ ምሳና ኻብ ዝነበሩ ሰባት ካብኣቶም ሓደ፥ ስለ ትንሳኤኡ ምሳና ምስክር ክኸውን ይግባእ እዩ።”