Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ወንጌል ሉቃስ 24:10 - መፅሓፍ ቅዱስ

10 እተን እዙይ ንሃዋርያት ዝነገራ ድማ፥ ማርያም መግደላዊትን ዮሃናን፥ ማርያም እኖ ያእቆብን እየን። ካልኦት ኣንስትውን ምስኣተን ነበራ።

Ver Capítulo Copiar




ወንጌል ሉቃስ 24:10
7 Referencias Cruzadas  

ካብኣተንውን ማርያም መግደላዊት፥ ማርያም እኖ ያእቆብን ዮሳን፥ እኖ ደቂ ዘብዴዎስን ነበራ።


ሃዋርያት ድማ ናብ ኢየሱስ ተመሊሶም፥ ዝገበርዎን ዝመሃርዎን ኵሉ ነገርዎ።


ካብቲ መቓብር ተመሊሰን ድማ ነዝ ዅሉ፥ ነቶም ዓሰርተ ሓደን፥ ነቶም ካልኦት ብፆቶምን ነገራኦም።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos