Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ወንጌል ሉቃስ 23:6 - መፅሓፍ ቅዱስ

6 ጲላጦስ ከዓ ገሊላ እንትብሉ ምስ ሰምዐ፥ ገሊላዊ ምዃኑ ጠየቐ።

Ver Capítulo Copiar




ወንጌል ሉቃስ 23:6
5 Referencias Cruzadas  

ጴጥሮስ ኣብ ውሽጢ መረባ ተቐሚጡ እንተሎ፥ ሓንቲ ገረድ መፂኣ “ንስኻውን ምስቲ ኢየሱስ ገሊላዊ ኔርካ ኢኻ” በለቶ።


በቲ ወርሓት እቱይ፥ ሰባት መፂኦም ብዛዕባ እቶም ጲላጦስ ቀቲሉ፥ ደሞም ምስ መስዋእቶም ዝሓዋወሶ ገሊላውያን ነገርዎ።


ንሳቶም ግና፥ “ካብ ገሊላ ጀሚሩ ኽሳዕ ኣብዙይ፥ ኣብ ኵሉ ይሁዳ እናመሃረ፥ ንህዝቢ የለዓዕል ኣሎ” እናበሉ ኣምሪሮም ተናገሩ።


ካብ ግዝኣት ሄሮድስ ምዃኑ ምስ ፈለጠ ድማ፥ ናብ ሄሮድስ ሰደዶ፤ ንሱ በታ ቕነ እቲኣ፥ ኣብ ኢየሩሳሌም ነበረሞ።


ብድሕሪኡ ኸዓ ብጊዜ እቲ ህዝቢ ዝተቖፀረሉ ዘመን፥ ይሁዳ በዓል ገሊላ ተስአ፤ ብዙሕ ህዝቢ ድማ ኣስድዐ፤ ንሱ ተቐተለ፤ ኵሎም እቶም ዝሰዓብዎ ድማ ተበተኑ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos