Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ወንጌል ሉቃስ 23:1 - መፅሓፍ ቅዱስ

1 ሽዑ ዅላቶም እቶም ኣብኡ ተኣኪቦም ዝነበሩ ተሲኦም፥ ንኢየሱስ ናብ ጲላጦስ ወሰድዎ።

Ver Capítulo Copiar




ወንጌል ሉቃስ 23:1
7 Referencias Cruzadas  

ምስ ወግሐ፥ ዓበይቲ ህዝብን ሊቃነ ካህናትን መምህራን ሕግን ተኣኪቦም፥ ናብ መጋባእያ ወሰድዎ። “ንስኻ እቲ ክርስቶስ እንተ ዄንካስ፥ እስኪ ንገረና” በልዎ። ንሱ ኸዓ “እንተ ነገርኩኹም ኣይትኣምኑንን፤


ንሳቶም ከዓ “ባዕልትና ኻብ ኣፉ ኻብ ሰማዕናኸ፥ ደጊም እንታይ ምስክር የድልየና?” በሉ።


ብሓቂውን ሄሮድስን ጴንጤናዊ ጲላጦስን፥ ምስ ኣህዛብን ምስ ህዝቢ እስራኤልን፥ ኣብ ልዕሊ እቲ ዝቐባእኻዮ ቕዱስ ወድኻ ኢየሱስ፥ ንሻራ ተልዓሉ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos