6 ይሁዳ ድማ ተሰማምዖም፤ ህዝቢ ኣብ ዘይብሉ ኸትሕዞውን፥ ምችዊ ጊዜ ይደሊ ነበረ።
እንተ ኾነ “ኣብ ማእኸል ህዝቢ ሁከት ምእንቲ ኸይለዓል ብበዓል ኣይኹን” በሉ።
እንተ ኾነ “ኣብ ህዝቢ ሁከት ከይለዓልስ ብበዓል ኣይኹን” በሉ።
ንሳቶምውን ተሓጐሱ፤ ገንዘብ ክህብዎ ኸዓ ተወዓዓልዎ።
እታ በጊዕ ፋሲካ ዝሓርዱላ መዓልቲ በዓል ቅጫ ድማ በፅሐት።