Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ወንጌል ሉቃስ 22:10 - መፅሓፍ ቅዱስ

10 ንሱ ድማ “እንሆ፥ ኣብ ከተማ ምስ ኣተኹም፥ ዕትሮ ማይ ዝፆረ ሰብኣይ ክትረኽቡ ኢኹም እሞ፥ ናብታ ዝኣትዋ ገዛ ሰዓብዎ።

Ver Capítulo Copiar




ወንጌል ሉቃስ 22:10
8 Referencias Cruzadas  

ንሰብ ዘርክሶ ኻብ ኣፍ ዝወፅእ ደኣ እምበር፥ ናብ ኣፍ ዝኣቱ ኣየርክሶን” በሎም።


ነቲ በዓል ገዛ ኸዓ ‘መምህር እታ ምስ ደቀ መዛሙርተይ ፋሲካ ዝበልዐላ፥ መቐበሊ ኣጋይሽ ኣበይ እያ? ይብለካ ኣሎ’ በልዎ።


ንሳቶም ከዓ “ኣበይ ክነዳልወልካ ትደሊ?” በልዎ።


እዝ ነገራት እዙይ ዝነገርኩኹም፥ ጊዜኡ ምስ በፅሐ፥ ኣነ ኸም ዝነገርኩኹም፥ ምእንቲ ኽትዝክርዎ ኢለ እየ፤ ካብ መጀመርታ እዙይ ዘይነገርኩኹም፥ ምሳኻትኩም ስለ ዝነበርኩ እየ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios