5 ካብ ደቀ መዛሙርቱ ገሊኣቶም፥ ብዛዕባ ቤተ መቕደስ፥ ብፅቡቕ ኣእማንን፥ ንመባእ ብዝተውሃበ ሽልማትን፥ ኣጊፁ ኸም ዘሎ ኽዛረቡ እንተለዉ፥
እቶም ኣይሁድ ድማ “እዝ ቤተ መቕደስ እዙይ በርብዓን ሽዱሽተን ዓመት እዩ ዝተሃንፀ፤ ንስኻዶ ብሰለስተ መዓልቲ ኽተልዕሎ ኢኻ?” በልዎ።