Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ወንጌል ሉቃስ 21:4 - መፅሓፍ ቅዱስ

4 እዚኣቶም ኵላቶምስ፥ ካብ ተረፎም እዮም መባእ ዝሃቡ፤ እዚኣ ግና ስእንቲ እንተላ፥ ኵላ እታ ዘለታ እያ ዝሃበት” በለ።

Ver Capítulo Copiar




ወንጌል ሉቃስ 21:4
7 Referencias Cruzadas  

ኵሎም እዚኣቶም ካብ ተረፎም እዮም ዘእተዉ፤ እዚኣ ግና ስእንቲ እንተላ፥ እታ ዘለታ ጥሪታ እያ ዝሃበት” በሎም።


እቲ ንእሽተይ ነቦኡ ‘ኣቦይ፥ ካብ ገንዘብካ እቲ ዝብፅሐኒ ግደይ ሃበኒ’ በሎ፤ ንሱ ኸዓ፥ ነቲ ገንዘቡ መቒሉ ሃቦ።


“እዛ ድኻ መበለት እዚኣ፥ ካብ ኵላቶም ኣብዚሓ ኸም ዝሃበት፥ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ።


ካብ ዓሰርተ ኽልተ ዓመት ጀሚሩ ደም ዝፈስሳ ሰበይቲ ድማ መፀት፤ ንሳ ዅሉ ገንዘባ ንሓኻይም ሂባ ወድአት፤ እንተ ኾነ ሓደ እኳ ኸሕውያ ኣይከኣለን።


ኵላቶም መሬት ወይ ኣባይቲ ዘለዎም ሸይጦም፥ ዋጋ እቲ ዝተሸጠ ኣምፂኦም፥ ኣብ ጥቓ እግሪ ሃዋርያት የንብርዎ ነበሩ። ንሳቶምውን ንነፍሲ ወከፍ፥ ከከምዘድልዮ ይመቕልዎ ነበሩ። ስለዙይ ሓደ እኳ፥ ዝሽግሮ ሰብ ኣይነበሮምን።


ንምሃብ ድልየት እንተ ደኣ ሃልዩ፥ እቲ ውህብቶ ቕቡል እዩ፤ እንተ ኾነ ኸም ዓቕሙ ደኣ እምበር፥ ልዕሊ ዓቕሙ ክኸውን የብሉን።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos