2 ሓንቲ ድኻ መበለትውን፥ ኣብኡ ኽልተ ሳንቲም ክተእቱ እንተላ ረአየ።
ሓንቲ ድኻ መበለት ድማ፥ መፂኣ ኽልተ ሳንቲም ዝኣክል ቆድራንቴን ኣእተወት።
“እዛ ድኻ መበለት እዚኣ፥ ካብ ኵላቶም ኣብዚሓ ኸም ዝሃበት፥ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ።