Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ወንጌል ሉቃስ 20:2 - መፅሓፍ ቅዱስ

2 “በየናይ ስልጣን ኢኻ፥ እዙይ እትገብር ዘለኻ? እዝ ስልጣን እዙይከ መን ሃበካ? እስኪ ንገረና?” ኢሎም ጠየቕዎ።

Ver Capítulo Copiar




ወንጌል ሉቃስ 20:2
13 Referencias Cruzadas  

ንሱ ድማ “ሓለቓን ፈራዲን ገይሩ ኣብ ልዕሌና ዝሸመካ መን እዩ? ንስኻ ኸምቲ ትማሊ ነቲ ግብፃዊ ዝቐተልካዮ ኽትቀትለኒ ዲኻ ትደሊ ዘለኻ?” በሎ። ሽዑ ሙሴ “እቲ ዝገበርክዎ ብርግፅ ተፈሊጡ እዩ” ኢሉ ፈርሐ።


ሓደ መዓልቲ ኢየሱስ፥ ኣብ ቤተ መቕደስ ንህዝቢ ኽምህርን፥ ወንጌል ክሰብኽን እንተሎ፥ ሊቃነ ካህናትን መምህራን ሕግን፥ ምስ ዓበይቲ ህዝቢ ኾይኖም ናብኡ መፂኦም፥


ንሱ ድማ፦ “ኣነውን ሓንቲ ነገር ክጥይቐኩም ንገሩኒ።


ሽዑ ኣይሁድ፥ “ነዙይ ክትገብር ስልጣን ከም ዘለካ፥ እንታይ ምልክት ተርእየና?” ኢሎም ጠየቕዎ።


እቲ ንብፃዩ ዝዕምፆ ዝነበረ ግና፦ ‘ንኣኻ፥ ኣብ ልዕሌና ሓለቓን ፈራድን ገይሩ፥ መን ሸመካ?


“ኣቱም ተረርቲ ኽሳድ፥ ልብኹምን ኣእዛንኩምን ዘይተገረዘ፤ ንስኻትኩምውን ከም ኣቦታትኩም፥ ንመንፈስ ቅዱስ ኵሉ ጊዜ ትቃወምዎ ኣለኹም።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos