Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ወንጌል ሉቃስ 20:12 - መፅሓፍ ቅዱስ

12 መሊሱ ኸዓ ሳልሳይ ሓሽከር ለኣኸ፤ ንእኡውን ኣቝሲሎም ንወፃኢ ኣባረርዎ።

Ver Capítulo Copiar




ወንጌል ሉቃስ 20:12
3 Referencias Cruzadas  

ነቲ ኻልኣይ ድማ ‘ንስኻኸ ዕዳኻ ኽንደይ እዩ?’ በሎ፤ ንሱውን ‘ሚእቲ ፅዕነት ስርናይ’ በሎ። ሽዑ ንሱ ‘እንካ ፅሕፈት ዕዳኻ ተቐበል እሞ፥ ሰማንያ ኢልካ ፀሓፍ’ በሎ።


ከምኡውን ካልእ ሓሽከሩ ለኣኸ፤ ንእኡውን ወቒዖም፥ ኣዋሪዶም ጥራሕ ኢዱ ሰደድዎ።


ሽዑ እቲ ዋና ኣታኽልቲ ወይኒ ‘እንታይ ደኣ ኽገብር እየ? ነዝ ዘፍቅሮ ወደይ ደኣ ኽልእኽ፤ ንእኡስ ይሓፍርዎ ግዲ ይኾኑ’ በለ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos