Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ወንጌል ሉቃስ 2:3 - መፅሓፍ ቅዱስ

3 ሽዑ ዅሉ ሰብ ክምዝገብ፥ ነናብ ዓዱ ኸደ።

Ver Capítulo Copiar




ወንጌል ሉቃስ 2:3
5 Referencias Cruzadas  

ኤፍሮን ድማ ኣብ ማእኸል ደቂ ኬጢ ኮፍ ኢሉ ነበረ። ንሱውን ኵሎም እቶም ደቂ ኸተማኡ፥ ደቂ ኬጢ፥ እናሰምዑ ንኣብርሃም፥


በቲ ጊዜ እቱይ፥ ኵሉ ዓለም ክምዝገብ ካብ ቄሳር ኣውግስጦስ ትእዛዝ ወፀ።


እዝ ምዝገባ እዙይውን፥ ቄሬኔዎስ ኣብ ሶርያ ተሸይሙ እንተሎ ዝኾነ፥ ቀዳማይ ምዝገባ እዩ።


ዮሴፍውን ካብ ቤት ዳዊትን፥ ካብ ዓሌቱን ስለ ዝነበረ፥ ካብ ገሊላ ኻብ ከተማ ናዝሬት፥ ምስታ ጠኒሳ ዝነበረት ሕፅይቱ ማርያም ናብ ይሁዳ፥ ቤተ ልሔም ናብ እትበሃል ከተማ ዳዊት፥ ክምዝገብ ደየበ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos