Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ወንጌል ሉቃስ 19:3 - መፅሓፍ ቅዱስ

3 ኢየሱስ ኣየናይ ምዃኑ ንምፍላጥ፥ ክሪኦ ይደሊ ነበረ። ቁመቱ ሓፂር ስለ ዝነበረ ግና፥ ካብ ብዝሒ እቲ ህዝቢ ዝተልዓለ፥ ክሪኦ ኣይከኣለን።

Ver Capítulo Copiar




ወንጌል ሉቃስ 19:3
7 Referencias Cruzadas  

እንሆ ኸዓ ኣንስቲ ኣብ ርሑቕ ኮይነን የማዓድዋ ነበራ፤ ካብኣተን ከዓ ማርያም መግደላዊትን ማርያም እኖ ንኡስ ያእቆብን ዮሳን፥ ሰሎሜን ነበራ።


ካባኻትኩምከ ተጨኒቑ፥ ኣብ ቁመቱ ሓንቲ እመት ክውስኽ ዝኽእል መን ኣሎ?


እንሆ ሓለቓ ተቐበልቲ ቐረፅ ዝኾነ፥ ዘኬዎስ ዝስሙ ሃብታም ሰብኣይ፥


በታ መንገዲ እቲኣ ይሓልፍ ስለ ዝነበረ ኸዓ፥ ክሪኦ ንቕድሚት ጐይዩ፥ ናብ ሳግላ ደየበ።


ሄሮድስ ብዛዕባ ኢየሱስ ብዙሕ ይሰምዕ ነበረ፤ ካብ ነዊሕ እዋን ጀሚሩውን ክሪኦ ይደሊ ነበረ፤ ንሱ ዝገብሮ ተኣምራትውን ክርኢ ይምነ ነበረ እሞ፥ ንኢየሱስ ምስ ረአዮ የመና ተሓጐሰ።


ንሳቶም ናብ ፊልጶስ፥ በዓል ቤተ ሳይዳ ናይ ገሊላ መፂኦም፥ “ጐይታ፥ ንኢየሱስ ክንሪኦ ንደሊ ኣለና” ኢሎም ለመንዎ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos