Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ወንጌል ሉቃስ 18:3 - መፅሓፍ ቅዱስ

3 ኣብታ ኸተማ እቲኣ ድማ፥ ሓንቲ መበለት ነበረት፤ ናብኡ እናመፀት ከዓ፥ ‘ምስ ተፃራርየይ ፍረደለይ’ ትብሎ ነበረት።

Ver Capítulo Copiar




ወንጌል ሉቃስ 18:3
13 Referencias Cruzadas  

ንመበለታት ጥራሕ ኢደን ሰደድካየን፤ ቀላፅም ደኽታማት ተሰይሩ እዩ።


ንጥፍኣት ዝቐረበ በረኸት ኣባይ መፀ፤ ንልቢ መበለታት ከዓ ዕልል ከም ዝብል ገበርኩ።


ሰናይ ምግባር ተምሃሩ፤ ፍትሒ ድለዩ፤ ንግፉዕ ርድኡ፤ ንደኽታማት ፍትሒ ኣውፅኡሎም፤ ንመበለታት ተጣበቑለን።”


ረጐዱ፤ ሰብሑ። ንኽፍኣቶም ወሰን የብሉን፤ ንደኽታም ፍትሒ ኣየውፅኡሉን፤ ንድኻውን መሰሉ ኣይብይኑሉን።


ምስ መባእስትኻ ድማ፥ ገና ኣብ መንገዲ እንተለኻ ቐልጢፍካ ተዓረቕ፤ እንተ ዘይኮነ እቲ መባእስትኻ፥ ንፈራዲ ኣሕሊፉ ኸይህበካ፥ እቲ ፈራዲ ድማ ናብ ሓሽከሩ ኸየሕልፈካ፥ እቲ ሓሽከሩ ድማ ናብ ቤት ማእሰርቲ ኸየእትወካ።


“ኣብ ሓንቲ ኸተማ ንእግዚኣብሄር ዘይፈርሕ፥ ንሰብ ድማ ዘይሓፍር፥ ሓደ ፈራዲ ነበረ።


ንሱ ድማ ብዙሕ መዓልቲ ኣበያ። ብድሕሪኡ ግና ብልቡ ‘ንእግዚኣብሄር እኳ እንተ ዘይፈራሕኹ፥ ንሰብውን እንተ ዘይሓፈርኩ፥


እዛ መበለት እዚኣ ኣሸጊራትኒ እያ እሞ፥ መመሊሳ እናመፀት ከይተትክረኒ፥ ክፈርደላ ደኣ’ በለ።”


ንስደተኛን ንደኽታምን ንመበለትን ፍርዲ ዘቐይንን ርጉም ይኹን። ኵሉ ህዝቢ ኸዓ “ኣሜን” ይበል።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos