Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ወንጌል ሉቃስ 15:12 - መፅሓፍ ቅዱስ

12 እቲ ንእሽተይ ነቦኡ ‘ኣቦይ፥ ካብ ገንዘብካ እቲ ዝብፅሐኒ ግደይ ሃበኒ’ በሎ፤ ንሱ ኸዓ፥ ነቲ ገንዘቡ መቒሉ ሃቦ።

Ver Capítulo Copiar




ወንጌል ሉቃስ 15:12
7 Referencias Cruzadas  

ኦ ጐይታ፥ ካብ ሰባት፥ ተስፋኦም ኣብዛ ህይወት እዚኣ ጥራሕ ካብ ዝኾነ ሰባት፥ ብኢድካ ኣድሕነኒ፤ ካብቲ ዝሰወርካዮ መዝገብካ ከብዶም ኣፅገብካ፤ ደቆምውን ብዙሓት እዮም፤ እቲ ዝተረፎም ድማ ንህፃናቶም ይሓድጉ።


ኵሎም እዚኣቶም ካብ ተረፎም እዮም ዘእተዉ፤ እዚኣ ግና ስእንቲ እንተላ፥ እታ ዘለታ ጥሪታ እያ ዝሃበት” በሎም።


ከምዙይ ድማ በሎም፦ “ንሓደ ሰብኣይ ክልተ ደቂ ነበርዎ።


ድሕሪ ቑሩብ መዓልቲ ድማ እቲ ንእሽተይ ወዲ፥ ኵሉ ገንዘቡ ኣኪቡ፥ ናብ ርሑቕ ሃገር ከደ። ኣብኡ ድማ ነቲ ገንዘቡ፥ ብስድነትን ብስኽራንን በተኖ።


እዝ ምስ ኣመንዝራታት ገንዘብካ ዝበተነ ወድኻ ምስ መፀ ግና፥ ስቡሕ ዝራብዕ ሓሪድካሉ’ በሎ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos