Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ወንጌል ሉቃስ 14:5 - መፅሓፍ ቅዱስ

5 መሊሱ ድማ፦ “ካባኻትኩምከ ኣድጉ ወይ ብዕራዩ ናብ ጕድጓድ እንተ ወደቐ፥ ሽዑ ንሽዑ ብመዓልቲ ሰንበት ዘየውፅኦ መን ኣሎ?” ኢሉ ጠየቖም።

Ver Capítulo Copiar




ወንጌል ሉቃስ 14:5
5 Referencias Cruzadas  

“ኦ ንጉስ፥ ትርጕሙ እዙይ እዩ፤ እዙይ ከዓ እቲ ኣብ ልዕሊ ጐይታይ ንጉስ ዝወርድ፥ ትእዛዝ ልዑል እግዚኣብሄር እዩ።


ጐይታ ኸዓ፦ “ኣቱም ግብዛት፥ ነፍሲ ወከፍ ካባኻትኩም ንብዕራዩ ወይ ንኣድጉ፥ ብሰንበት ካብ መእሰሪኡ ፈቲሑ፥ ማይ ከስትዮዶ ኣይወስዶን ኢዩ?


ንሳቶም ከዓ ኣፅቀጡ፤ ንሱ ግና ኣሕውዩ ሰደዶ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios