Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ወንጌል ሉቃስ 14:1 - መፅሓፍ ቅዱስ

1 ኢየሱስ ብሰንበት፥ ሓደ ኻብ ኣሕሉቕ ፈሪሳውያን ናብ ዝኾነ ሰብ፥ እንጀራ ኽበልዕ ምስ ኣተወ፥ ፈሪሳውያን ይፀናፀንዎ ነበሩ።

Ver Capítulo Copiar




ወንጌል ሉቃስ 14:1
19 Referencias Cruzadas  

ሓጥእ ንፃድቕ ይፀናተዎ፤ ክቐትሎውን ይደሊ።


ሓደ ንኣይ ንምርኣይ እንተ ኣተወ ኸንቱ ይዛረብ፤ ኣብ ልቡ ሓጢኣት ይእክብ፤ ናብ ደገ ወፂኡ ድማ ይናገር።


ግና ንኽብረይ ክስዕሩ መኸሩ፤ ሓሰትውን ፈተዉ፤ ብኣፎም ይምርቑ፤ ብልቦም ይረግሙ።


ብልቡ ኸም ዝሓሰበልካ፥ “ብላዕ፥ ስተ” ይብለካ፤ ግና ልቡ ምሳኻ ኣይኮነን፤


ካብ በጊዕስ ሰብዶ ግዳ እምብዛ ኣይበልፅን? እምበኣር ብሰንበት ፅቡቕ ምግባር ግቡእ እዩ” በሎም።


ምእንቲ ክኸስዎ ድማ ብሰንበት ዘሕውዮ እንተ ኾይኑ ይፀናተውዎ ነበሩ።


ኢየሱስ እዙይ ክዛረብ እንተሎ፥ ሓደ ፈሪሳዊ ምስኡ ኽመስሕ ፀውዖ፤ ኣትዩ ኸዓ ኣብ ማእዲ ተቐመጠ።


እንሆ፥ ከብዱ ዝተነፍሐ ሰብኣይ ኣብ ቅድሚኡ ነበረ።


ፈሪሳውያን፥ “መንግስቲ እግዚኣብሄር፥ መኣዝ እያ እትመፅእ?” ኢሎም ጠየቕዎ እሞ፥ “መንግስቲ እግዚኣብሄር፥ ብምፅብባይ ኣይትመፅእን፤ ኣብዙይ እያ ወይ ኣብቱይ እያውን ኣይብልዋን። መንግስቲ እግዚኣብሄርስ፥ ኣብ ማእኸልኩም እኒሃ” ኢሉ መለሰሎም።


ተፀናፂኖም ብዘረባኡ ኸጋግይዎ እሞ፥ ናብቲ ሮማዊ በዓል ስልጣን ንፍርዲ ኣሕሊፎም ምእንቲ ኽህብዎ፥ ቅኑዓት መሲሎም ዝፀናፀኑ ሰለልቲ ሰደዱሉ።


መምህራን ሕግን ፈሪሳውያንን ከዓ መኽሰሲ ምእንቲ ኽረኽቡሉ፥ ብሰንበት እንተ ኣሕወዮ ኢሎም፥ ይፀናተውዎ ነበሩ።


ካብ ወገን ፈሪሳውያን ሓለቓ ኣይሁድ ዝኾነ፥ ኒቆዲሞስ ዝበሃል ሰብ ነበረ።


እንተ ኾነ፥ ሓደ ገማልያል ዝስሙ ፈሪሳዊ መምህር ሕጊ፥ ብዅሉ ህዝቢ እውን ዝኸበረ፥ ንሃዋርያት ሓንሳእ ከግልስዎም ኣዘዘ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos