Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ወንጌል ሉቃስ 1:5 - መፅሓፍ ቅዱስ

5 ብዘመን ሄሮድስ ንጉስ ይሁዳ፥ ሓደ ኻብ ክፍሊ ኽህነት ኣብያ ዝኾነ፥ ዘካርያስ ዝበሃል ካህን ነበረ፤ ካብ ዘርኢ ኣሮን ዝኾነት፥ ኤልሳቤጥ እትበሃል ሰበይቲ ድማ ነበረቶ።

Ver Capítulo Copiar




ወንጌል ሉቃስ 1:5
7 Referencias Cruzadas  

ሻውዓይ ንለኣቆስ፥ ሻምናይ ንኣቢያ


ከምቲ እግዚኣብሄር ኣምላኽ እስራኤል ዝኣዘዞ፥ ኣቦኣቶም ኣሮን ዝሃቦም ስርዓት፥ ናብ ቤት እግዚኣብሄር ኣትዮም ከከም ብፅሒቶም ከገልግሉ ዝተውሃቦም ሓላፍነት እዙይ እዩ።


ካብ ኣቢያ፥ ዝክሪ፥ ካብ ሚያሚን፥ ካብ ሞዓድያ፥ ፊልጣያ፤


ኣዶ፥ ጊንቶን፥ ኣቢያ፥


ኢየሱስ ብዘመን ንጉስ ሄሮድስ ኣብ ቤተ ልሔም ምድሪ ይሁዳ ምስ ተወለደ፥ እንሆ ኻብ ሃገር ምብራቕ ዝመፁ ሰብኣ ሰገል፥ “ኮኸቡ ብምብራቕ ርኢና ኽንሰግደሉ መፂእና ኢና እሞ፥ እቲ ዝተወለደ ንጉስ ኣይሁድ ኣበይ ኣሎ?” እናበሉ ናብ ኢየሩሳሌም በፅሑ።


እቲ መልኣኽ ድማ፦ “ዘካርያስ፥ ፀሎትካ ተሰሚዑልካ እዩሞ ኣይትፍራሕ፤ ሰበይትኻ ኤልሳቤጥ ወዲ ኽትወልደልካ እያ፤ ስሙውን ዮሃንስ ኢልካ ኽትሰምዮ ኢኻ።


ድሕሪ እተን መዓልቲታት እቲኣተን፥ ሰበይቱ ኤልሳቤጥ ጠነሰት እሞ፥ ንሓሙሽተ ኣዋርሕ ንባዕላ ሓብአት።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos