16 ነቲ ዝቃፀል መስዋእቲ ድማ ኸምቲ ዝተሓገገ ስርዓት ገይሩ ኣቕረቦ።
ክንዲ እቲ ጊሓት ዝቐርብ ዝቃፀል መስዋእቲ ድማ፥ መስዋእቲ እኽሊ ኣቕረበ፤ ካብኡ ምሉእ ሕፍኒ ወሲዱ ኸዓ ኣብ ልዕሊ እቲ መሰውኢ ኣቃፀሎ።