5 ሙሴ ድማ ነቶም ህዝቢ “እቲ እግዚኣብሄር ክግበር ዝኣዘዞ ነገር እዙይ እዩ” በሎም።
ሙሴ ድማ ኸምቲ እግዚኣብሄር ዝኣዘዞ ገበረ። ኵሉ እቲ ማሕበር ከዓ ኣብ ኣፍ ደገ እቲ መራኸቢ ድንኳን ተኣከበ።
ሙሴ ኸዓ ንኣሮንን ንደቁን ኣቕሪቡ ብማይ ሓፀቦም።