Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሌዋውያን 8:10 - መፅሓፍ ቅዱስ

10 ሙሴ ድማ መቕብኢ ዘይቲ ወሲዱ ነቲ ድንኳንን ነቲ ኣብኡ ዝነበረ ዅሉን ቀቢኡ ቐደሶ።

Ver Capítulo Copiar




ዘሌዋውያን 8:10
4 Referencias Cruzadas  

እዙይ በታ ንእግዚኣብሄር ካህናት ኮይኖም ከገልግሉ ዝቐረቡላ መዓልቲ፥ ደቂ እስራኤል ካብቲ ንእግዚኣብሄር ዘቕርብዎ ብሓዊ ዝቃፀል መስዋእቲ ኽህብዎም እግዚኣብሄር ዝኣዘዞም ግደ ኣሮንን ደቁን እዩ።


“ንኣሮንን ንደቁን ናብ ኣፍ ደገ እቲ መራኸቢ ድንኳን ውሰዶም። ኣልባስን መቕብኢ ዘይትን፥ እቲ ምእንቲ ሓጢኣት ዝስዋእ ዝራብዕን፥ እቶም ክልተ ማጓሉን፥ እቲ ቕጫ ዝሓዘ መሶብን ድማ ተማላእ፤


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos