Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሌዋውያን 27:7 - መፅሓፍ ቅዱስ

7 ልዕሊ ስሳ ዓመት ዝዕድመኣቶም፥ ንሰብኣይ ዓሰርተ ሓሙሽተ ሰቕሊ ብሩር፥ ንሰበይቲ ድማ ዓሰርተ ሰቕሊ ብሩር ይኹን።

Ver Capítulo Copiar




ዘሌዋውያን 27:7
3 Referencias Cruzadas  

መዋእል ዕድሜና ሰብዓ ዓመት፥ እንተ በዝሐ ኸዓ ሰማንያ ዓመት እዩ፤ ካብኡ እንተ በዝሐ ግና ድኻምን መከራን እዩ፤ ካባና ቐልጢፉ ይሓልፍ፤ ንሕናውን ንግሰፅ ኢናሞ።


ካብ ሓደ ወርሒ ኽሳዕ ሓሙሽተ ዓመት ዝዕድመኣቶም፥ ንወዲ ሓሙሽተ ሰቕሊ ብሩር፥ ንጓል ከዓ ሰለስተ ሰቕሊ ብሩር ይኹን።


እቲ ዝተመባፅዐ ነዙይ ክኸፍል ዘይኽእል ድኻ እንተ ኾይኑ፥ ነቲ ብመብፅዓ ዝተወፈየ ሰብ ኣብ ቅድሚ ኻህን ደው የብሎ። እቲ ኻህን ከዓ ዓቕሙ ሪኡ ዝኽእሎ ዋጋ ይገምግመሉ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos