6 ካብ ሓደ ወርሒ ኽሳዕ ሓሙሽተ ዓመት ዝዕድመኣቶም፥ ንወዲ ሓሙሽተ ሰቕሊ ብሩር፥ ንጓል ከዓ ሰለስተ ሰቕሊ ብሩር ይኹን።
ካብ ሓሙሽተ ዓመት ክሳዕ ዕስራ ዓመት ዝዕድመኣቶም፥ ንወዲ ዕስራ ሰቕሊ ብሩር፥ ንጓል ድማ ዓሰርተ ሰቕሊ ብሩር ይኹን፤
ልዕሊ ስሳ ዓመት ዝዕድመኣቶም፥ ንሰብኣይ ዓሰርተ ሓሙሽተ ሰቕሊ ብሩር፥ ንሰበይቲ ድማ ዓሰርተ ሰቕሊ ብሩር ይኹን።
ሓሙሽተ ቕርሺ ብሩር ንነፍሲ ወከፍ እናኽፈልካ ተቤዘዎም።