Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሌዋውያን 27:1 - መፅሓፍ ቅዱስ

1 እግዚኣብሄር ንሙሴ ኸምዙይ ኢሉ ተዛረቦ፦

Ver Capítulo Copiar




ዘሌዋውያን 27:1
4 Referencias Cruzadas  

ያእቆብ ድማ “እግዚኣብሄር ምሳይ እንተ ዀነ፥ ኣብዛ ዝኸዳ ዘለኹ መንገደይ ከዓ እንተ ሓሊዩኒ፥ ዝበልዖ እንጀራን ዝኽደኖ ኽዳንን ድማ እንተ ሂቡኒ፥


እቲ እግዚኣብሄር ኣብ መንጎኡን ኣብ መንጎ ደቂ እስራኤልን፥ ብኢድ ሙሴ ኣብ ደብረ ሲና ዝሃቦ ትእዛዛትን ሕግጋትን እዙይ እዩ።


ንደቂ እስራኤል ከምዙይ ኢልካ ንገሮም፦ ዝኾነ ሰብ፥ ቤዛ ነፍሱ ንእግዚኣብሄር ክህብ እንተ ተመባፅዐ፥ ንስኻ ኸም እትግምቶ ዋጋ እቲ ሰብ ይኸፍል። ከፊሉ ኽቢዘዎ እንተ ደለየ፥ ከምዝ ዝስዕብ ይኽፈል፦


“ኵሉ ኣብ እስራኤል ዝተሓረመ ንኣኻ ይኹን።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos