Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሌዋውያን 26:23 - መፅሓፍ ቅዱስ

23 በዝ ነገር እዙይ እንተ ዘይተቐፃዕኹም፥ ንኣይውን ብምፅራር እንተ ፀኒዕኹም፥

Ver Capítulo Copiar




ዘሌዋውያን 26:23
9 Referencias Cruzadas  

ምስ ንፁህ፥ ንፁህ ኾይንካ ትርከብ፤ ምስ ጠዋይ፥ ጠዋይ ኴንካ ትርከብ።


ምስ ንፁህ፥ ንፁህ ትኸውን፤ ምስ ጠዋይ፥ ጠዋይ ትኸውን።


ኣነ ንደቅኹም ብኸንቱ ቐፃዕኽዎም፤ ንሳቶም ግና ኣይተቐፅዑን። ሰይፍኹም ከም ዝሰላልዕ ኣንበሳ ንነቢያትኩም በልዖም።


ኦ እግዚኣብሄር፥ ኣዒንትኻዶ፥ ሓቂ ኣይኮናን ዝደልያ? ወቓዕኻዮም ግና ኣየሕመሞምን። ደቘስካዮም ግና ኣይተቐፅዑን፤ ገፆም ከም ኰዅሒ ኣትረሩ፤ ብንስሃ ምምላስውን ኣበዩ።


ከምቲ ኣብ ሕጊ ሙሴ ተፅሒፉ ዘሎ፥ እዝ ዅሉ መዓት ወረደና። ግና፥ ካብ ሓጢኣትና ኽንምለስ፥ ናብ ሓቅኻ ድማ ኽነቕልብ ኢልና እኳ፥ ገፅ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ኣይደለናን።


እንተ ተፃሪርኩምኒ፥ ክትሰምዑኒ እውን እንተ ዘይፈቲኹም፥ ከምቲ ሓጢኣትኩም መሊሰ ሸውዓተ ዕፅፊ ገይረ ኽቐፅዐኩም እየ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos