2 ሰናብተይ ሓልዉ፤ መቕደሰይ እውን ኣኽብሩ፤ ኣነ እግዚኣብሄር እየ።
“ንመዓልቲ ሰንበት ክትቅድሳ ዘክር።
“ንደቂ እስራኤል ከምዙይ ኢልካ ንገሮም፦ ሰንበታተይ ኣኽብሩ። ቀዳሲኹም ኣነ እግዚኣብሄር ከም ዝኾንኩ ምእንቲ ኽትፈልጡ፥ እዚኣ ኣብ መንጎይን ኣብ መንጎኻትኩምን ንውሉድ ወለዶኹም መለለዪ ትኹንኩም።
ሰናብተይ ሓልዉ፤ መቕደሰይ ከዓ ኣኽብሩ፤ ኣነ እግዚኣብሄር እየ።