Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሌዋውያን 26:10 - መፅሓፍ ቅዱስ

10 ንነዊሕ ጊዜ ዝተዓቝረ ነባር እኽሊ ኽትበልዑ ምስ ፀናሕኹም፥ ነቲ ሓድሽ እኽሊ ስፍራ ምእንቲ ኽትረኽቡሉ ነቲ ዕቑር ተውፅእዎ።

Ver Capítulo Copiar




ዘሌዋውያን 26:10
5 Referencias Cruzadas  

ሽዑ ንሕዝቅያስ “ንኣኻ ግና እዙይ ምልክት ይኹንካ፤ በዛ ዓመት እዚኣ ባዕሉ ዝበቘለ፥ ብኻልአይቲ ዓመት ከዓ በልጊ ኽትበልዑ ኢኹም። በታ ሳልሰይቲ ዓመት ግና ኽትዘርኡን ክትዓፅዱን፥ ወይኒ ተኺልኩም ድማ ፍረኡ ኽትበልዑን ኢኹም።


ዓውድታት ከዓ እኽሊ ኽመልኡ እዮም፤ መፅመቚታትውን ወይንን ዘይትን፥ መሊኡ ትርፍርፍ ክብል እዩ።


በታ ሻምነይቲ ዓመት ድማ ኽትዘርኡ ኢኹም፤ ካብ ነባር እኽሊ ኸዓ ኽትበልዑ ኢኹም። እታ ታሽዐይቲ ዓመት፥ ፍሪኣ ኽሳዕ ዝኣቱ፥ እቲ ነባር ክትበልዑ ኢኹም።


‘እኽለይ ዝእክበሉ ማዕኸን የብለይን፤ እንታይ ደኣ ኽገብር?’ ኢሉ ብልቡ ሓሰበ።


ፅባሕ እታ ፋሲካ ድማ፥ ካብ ፍረ እኽሊ እታ ምድሪ፥ ቅጫን ቆሎን በልዑ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos