1 እግዚኣብሄር ንሙሴ ኸምዙይ ኢሉ ተናገሮ፦
“ንስኻ ሙሴ ድማ እቲ መብራህትታት ኵልሻዕ ምእንቲ ኽበርህ፥ ካብ ዝተወቐጠ ኣውሊዕ ንመብራህቲ ዝኸውን ፅሩይ ዘይቲ ኸምፅኡልካ፥ ንደቂ እስራኤል ኣዝዞም።
ከምዙይ ኢሉ ሙሴ፥ ብዛዕባ እተን ምዱባት በዓላት እግዚኣብሄር፥ ንደቂ እስራኤል ነገሮም።
እቲ ቐንዲል ዅልሻዕ ምእንቲ ኽበርህ፥ ደቂ እስራኤል ንቐዋሚ ቐንዲል ዝኸውን ተወቒጡ ዝተፃረየ ዘይቲ ኣውሊዕ ከምፅኡልካ ኣዝዞም።
“ሓላፍነት ኣልኣዛር፥ እቲ ወዲ ኻህን ኣሮን፥ ነቲ ንቐዋሚ ቐንዲል ዝኸውን ዘይትን ነቲ ምዑዝ ዕጣንን ነቲ ናይ ኵልሻዕ መስዋእቲ እኽልን ዘይቲ ቕብኣትን፥ ንዅሉ ድንኳንን ኣብኡ ዘሎ ዅሉን፥ ንመቕደስን ኣቑሑኡን ምሕላው እዩ።”
“ንኣሮን ከምዙይ ኢልካ ተዛረቦ፦ ነተን ሸውዓተ ቐናዲል ኣብቲ ቐዋሚ ቐንዲል ክተቐምጠን እንተለኻ ናብ ቅድሚ እቲ ቐዋሚ ቐንዲል ከም ዝበርሃ ግበር።”