Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሌዋውያን 22:12 - መፅሓፍ ቅዱስ

12 ጓል ካህን ድማ ኻብ ዓሌት ካህናት ዘይኮነ እንተ ተመርዐወት፥ ካብቲ ብፅሒት ካህናት ዝኾነ ቕዱስ መስዋእቲ ኣይትብላዕ።

Ver Capítulo Copiar




ዘሌዋውያን 22:12
4 Referencias Cruzadas  

ንመንፈስ እግዚኣብሄር “ዝኣዘዘ፥ ወይ መኻሪ ኾይኑ ዝመሃሮኸ መን እዩ?


ወይ ኣብ ገዛኡ እትነብር ድንግል ዘይተመርዐወት ሓፍቱ፥ ክሞቱ እንተ ዘይኮኑ፥


እቲ ኻህን ብገንዘቡ ዓዲጉ ባርያ እንተ ኣጥረየ፥ ወይ ኣብ ገዛኡ ዝተወልደ ባርያ እንተ ሃልይዎ፥ እዚኣቶም ካብቲ ብፅሒቱ ይብልዑ።


ጓል ካህን መበለት ወይ ፍትሕቲ እንተ ኾይና፥ ውሉድውን እንተ ዘይብላ፥ ተመሊሳ ድማ ኸምቲ ብጓላ ዝነበረቶ፥ ኣብ እንዳ ኣቦኣ እንተ ተቐሚጣ፥ ካብ እንጀራ ኣቦኣ ትብላዕ። ካብ ዓሌት ካህናት ዘይኮነ ግና ኻብኡ ኣይብላዕ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos