4 ብመውስቦ ኣዝማዱ ዝኾኑ እንተ ሞቱ ሬሳኦም ብምንካእ ኣይርከስ።
ወይ ኣብ ገዛኡ እትነብር ድንግል ዘይተመርዐወት ሓፍቱ፥ ክሞቱ እንተ ዘይኮኑ፥
ካህናት፥ ርእሶም ኣይላፅዩ፤ ወሰና ወሰን ጭሕሞም ኣይላፅዩ፤ ሰብነቶም ከዓ ኣይባሕጭሩ።