10 ምስ ሰበይቲ ሰብኣይ ዝዘመወ ሰብ፥ ምስ ሰበይቲ ብፃዩ ስለ ዝዘመወ፥ እቲ ዝዘመወን እታ ዝዘመወትን ይቀተሉ።
ናብ ዳዊት ድማ “ጠኒሰ እየ” ኢላ ለኣኸትሉ።
ሽዑ ዳዊት ንናታን “ንእግዚኣብሄር በዲለ እየ” በሎ። ናታን ድማ ንዳዊት፦ “እግዚኣብሄር ከዓ በደልካ ኣርሒቑልካ እዩ፤ ኣይትመውትን ኢኻ።
እዝ ነውሪ እዙይ፥ ወንጀል እዩ፤ ፈረድቲ እውን ዝቐፅዑሉ በደል እዩሞ።
“ልበይ ናብ ካልእ ሰበይቲ ጐምጅዩ እንተ ኾይኑ፥ ኣብ ደገ ቤት ብፃየይ ተፀናትየ እንተ ኾይነ፥
“ኣይትዘሙ።
ንርእስኻ በኣኣ ኸይትረክስ፥ ሕፍረት ሰበይቲ ብፃይካ ኣይትቕላዕ።
እግዚኣብሄር ናይ ህይወት መንፈስ፥ ሓደ ገይሩዶ ሓልዩልና ኣይኮነን? ንሱ ዝደልዮ እንታይ እዩ? ቅዱስ ዘርኢዶ ኣይኮነን? እምበኣርከስ መንፈስኩም ሓልዉ፤ ዝኾነ ሰብ፥ ንሰበይቲ ንእስነቱ ኣየታልል።
ምስ ካልእ ሰብኣይ እንተ ደቂሳ፥ ምስክር ስለ ዘይተረኽባ፥ ብሕቡእ እንተ ረኸሰት ስለ ዘይተትሐዘት፥ እዙይ ካብ ዓይኒ ሰብኣያ እንተ ተኸወለ፥ ብሕቡእ ድማ እንተ ረኸሰት፥
ኣይትዘሙ።