Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሌዋውያን 19:8 - መፅሓፍ ቅዱስ

8 እቲ ዝበልዖ ድማ፥ እቲ ንእግዚኣብሄር ዝተቐደሰ ኣርኪሱ እዩሞ፥ ሓጢኣቱ ኽስከም እዩ፤ ካብ ህዝቡ ኸዓ ይወገድ።

Ver Capítulo Copiar




ዘሌዋውያን 19:8
7 Referencias Cruzadas  

እቲ ኸምኡ ዝበለ ቕብኢ ዝገበረን፥ እቲ ኻህን ንዘይኮነ ኻልእ ሰብ ካብኡ ዝለኸየን፥ ካብ ህዝቡ ይወገድ።”


ኣብ ሳልሰይቲ መዓልቲ እንተ ተበልዐ ዘፀይፍ እዩ እሞ እቲ መስዋእቲ ኣይቅቡልን እዩ።


እኽልኻ ኽትዓፅድ እንተለኻ፥ ነቲ ደረት ግራትካ ፈፂምካ ኣይትዕፀዶ። ነቲ ቐሪም ዓፂድካ ኣይትቐርም።


ነቲ ህዝቢ እስራኤል ናብ እግዚኣብሄር ዘምፅእዎ ዝተቐደሰ፥ እቶም ካህናት ንዘይግብኦም ሰባት ክበልዕዎ ብምፍቃድ ኣየርክስዎ፤ በዙይ ኣብ ልዕሊ እቶም ዝበልዑ መቕፃዕቲ ዘስዕብ በደል ከየምፅኡ፥ ነቲ መስዋእቲ ቅዱስ ዝገብሮ ኣነ እግዚኣብሄር እየ።


ዝኾነ ሰብ ቃል ማሕላ ሰሚዑ ንሱ ብዝረአዮ ወይ ብዝፈለጦ ምስክር ኮይኑ እንተ ዘይገለፆ ብእኡ ሓጢኣት ገይሩ እዩሞ፥ በደሉ ይፀውር።


እቲ ረኺሱ እንተሎ ኻብቲ ንእግዚኣብሄር ዝቐረበ ስጋ መስዋእቲ ምስጋና ዝበልዐ ሰብ ካብ ህዝቡ ይወገድ።


ሓደ ሰብ ዝረኸሰ ነገር እንተ ነኽአ፥ ኣብ ሰብ ንዘሎ ዘርክስ፥ ወይ ዝረኸሰ እንስሳ ወይ ዝኾነ ፅዩፍ ርኽሰት እንተ ነኽአሞ፥ ካብቲ ንእግዚኣብሄር ዝቐረበ ስጋ መስዋእቲ ምስጋና ከዓ እንተ በልዐ፥ እቲ ሰብ እቱይ ካብ ህዝቡ ይወገድ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos