Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሌዋውያን 16:7 - መፅሓፍ ቅዱስ

7 ነቶም ክልተ ዲበላታት ወሲዱውን ኣብ ኣፍ ደገ እቲ መራኸቢ ድንኳን ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ደው የብሎም።

Ver Capítulo Copiar




ዘሌዋውያን 16:7
7 Referencias Cruzadas  

እቲ ዝቃፀል መስዋእቲ ኻብ ከፍቲ እንተ ኾይኑ፥ ጐደሎ ዘይብሉ ተባዕታይ ይኹን፤ ኣነ ምእንቲ ኽቕበሎ ኸዓ ናብቲ መራኸቢ ድንኳን የቕርቦ።


ኣሮን ከዓ ነቲ ምእንቲ ሓጢኣቱ ዝስዋእ ዝራብዕ የቕርቦ፤ ንባዕሉን ንስድራኡን ድማ የስተስሪ።


ኣሮን ድማ ሓደ ዕፃ ንእግዚኣብሄር፥ ሓደ ዕፃ ኸዓ ንዝልቀቕ ክኸውን ነቶም ክልተ ዲበላታት ዕፃ የውድቐሎም።


ነቲ ዝራብዕ ናብ ኣፍ ደገ እቲ መራኸቢ ድንኳን ናብ ቅድሚ እግዚኣብሄር የምፅኣዮ፤ ኢዱውን ኣብ ልዕሊ ርእሲ እቲ ዝራብዕ የንብር፤ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ድማ ይሕረዶ።


ካብ ሽዑ ጀሚሩ ኢየሱስ ናብ ኢየሩሳሌም ክኸይድ ከም ዘለዎ፥ ብዓበይትን ብሊቃነ ካህናትን ብመምህራን ሕግን፥ ብዙሕ መከራ ኸም ዝቕበል፥ ከም ዝቕተልን፥ ብሳልሰይቲ መዓልቲ ኸም ዝትስእን ንደቀ መዛሙርቱ ኽገልፀሎም ጀመረ።


እምበኣር ኣሕዋተይ፥ ሰብነትኩም ህያውን ቅዱስን ንእግዚኣብሄር ዘሐጕስን፥ መስዋእቲ ጌርኩም ክተቕርብዎ፥ ብምሕረት እግዚኣብሄር እልምነኩም ኣለኹ፤ እዙይ ድማ እቲ ግቡእ መንፈሳዊ ኣገልግሎትኩም እዩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos