Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሌዋውያን 15:9 - መፅሓፍ ቅዱስ

9 ንሱ ዝተቐመጦ ዝኾነ ኾረቻ ኸዓ ዝረኸሰ ይኸውን።

Ver Capítulo Copiar




ዘሌዋውያን 15:9
3 Referencias Cruzadas  

ራሄል ከዓ ነቶም ጣዖታት ወሲዳ ኣብ ትሕቲ ኮረቻ ግመል ኣንቢራ ኣብ ልዕሊኣቶም ኮፍ በለት። ላባ ድማ ንዅሉ ድንኳን ጐርጐሮ፤ ክረኽቦም ግና ኣይከኣለን።


ኣብ ትሕቲ ኮፍ ዝበለሉ ንዝነበረ ዅሉ ነገር ዝነኽአውን ክሳዕ ምሸት ዝረኸሰ ይኸውን፤ ነዙይ ዘልዓለ ኸዓ ኽዳውንቱ ይሕፀብ፤ ብማይ ድማ ይተሓፀብ፤ ክሳዕ ምሸት እውን ዝረኸሰ ይኸውን።


እቲ ፈሳሲ ዝፈሰሶ ሰብ፥ ንሓደ ንፁህ ሰብ እንትፍ እንተበለሉ ኸዓ፥ እቲ እንትፍ ዝተብሃለሉ ሰብ ኽዳውንቱ ይሕፀብ፤ ብማይ ድማ ይተሓፀብ፤ ክሳዕ ምሸት እውን ዝረኸሰ ይኸውን።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos