Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሌዋውያን 15:12 - መፅሓፍ ቅዱስ

12 ንሱ ዝነኽኦ ሻኽላ ይሰበር፤ ኵሉ ብዕንፀይቲ ዝተሰርሐ ኣቕሓ ኸዓ ብማይ ይተሓፀብ።

Ver Capítulo Copiar




ዘሌዋውያን 15:12
10 Referencias Cruzadas  

ንስኻ ኸዓ ብበትሪ ሓፂን ክትሕልዎም፥ ከም ኣቕሓ መሬት ድማ ኽትቅጥቅጦም ኢኻ።”


ህዝቢ ኣብ ዘለዎ ጐደና ትፃዋዕ፤ ኣብ ኣፍ ደገታት እታ ኸተማ ኸዓ ቓላ ተስምዕ፤


ናብ ተግሳፀይ ተመለሱ፤ እንሆ መንፈሰይ ከፍስሰልኩም፥ ቃላተይ ከፍልጠኩም እየ።


ወደይ፥ ነዚኣተን ካብ ዓይንኻ ኣይትፍለየን፤ ንጥበብን ንምኽርን ተጠንቂቕካ ሓዘን።


እቲ ሰብኣይ ኢዱ እንተይተሓፅበ ዝነኽኦ ሰብ ክዳውንቱ ይሕፀብ፤ ብማይ ከዓ ይተሓፀብ፤ ክሳዕ ምሸት እውን ዝረኸሰ ይኸውን።


ብዘይቲ ለዊስካ ኣብ መቝሎ ሰንክቶ። ንእግዚኣብሄር ደስ ዘብለኒ ጥዑም ዝጨናኡ ቝርባን እኽሊ ምእንቲ ክኸውን፥ ቈራሪስካ ኣቕርቦ።


እቲ ዝበሰለሉ ቝራዕ ድማ ይሰበር፤ ኣብ ድስቲ ነሃስ እንተ በሰለ ኸዓ ይፈግፈግ፤ ብማይውን ይተሓፀብ።


እዛ ድንኳን ዝኾነት፥ ምድራዊት መንበሪትና እንተ ፈረሰት እኳ፥ ብኢድ ሰብ ዘይተሰርሐት፥ ካብ እግዚኣብሄር ዝኾነት ናይ ዘለኣለም ቤት፥ ኣብ ሰማያት ከም ዘላትና ንፈልጥ ኢና።


ንሱ በቲ ንዅሉ ኽመልከሉ ዝከኣሎ ሓይሊ፥ ነዝ ዝተዋረደ ሰብነትና ለዊጡ፥ ነቲ ኽቡር ሰብነቱ ኸምስሎ እዩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos