Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሌዋውያን 13:7 - መፅሓፍ ቅዱስ

7 ግና እቲ ኻህን “ንፁህ እዩ” ኢሉ ምስ ነገረሉ እቲ ሽሕር ኣብ ቈርበቱ እንተ ሰፍሐ፥ ንኻልኣይ ጊዜ ኣብ ካህን ይመርመር።

Ver Capítulo Copiar




ዘሌዋውያን 13:7
10 Referencias Cruzadas  

ካብ ቝጥዓኻ ዝተልዓለ ንስጋይ ጥዕና የብሉን፤ ካብ ሓጢኣተይ ዝተልዓለውን ነዕፅምተይ ሰላም የብሎምን።


ሰብ ኣብ ቈርበቱ ሕበጥ ወይ ሽሕር ወይ ዙዕታ እንተ ወፆ፥ ሕማም ለምፂ ከዓ እንተ ኾነ፥ ናብ ካህን ኣሮን ወይ ካብቶም ደቁ ኻህናት ናብ ሓደ የምፅእዎ።


ኣብታ ሻውዐይቲ መዓልቲ ኸዓ ይመርምሮ፤ ኣብ ቈርበቱ ሰፊሑ እንተ ተርኣየ፥ ሕማም ለምፂ እዩ እሞ ዝረኸሰ ምዃኑ እቲ ኻህን ይንገር።


ኣብታ ሻውዐይቲ መዓልቲ ድማ እቲ ኻህን መሊሱ ይመርምሮ፤ እንሆ ኸዓ፥ እቲ ቝስሊ እንተ ፋሕሸወ፥ ኣብቲ ቘርበትውን እንተ ዘይሰፊሑ፥ እቲ ቝስሊ ሽሕር እዩ እሞ፥ እቲ ኻህን ንፁህ ምዃኑ ይንገር፤ እቲ ቝሱል ከዓ ኽዳውንቱ ሓፂቡ ይንፃህ።


እቲ ኻህን ድማ ይመርምሮ፤ እንሆ ኸዓ እቲ ሽሕር ኣብቲ ቘርበት ሰፊሑ እንተ ፀንሐ፥ ንሱ ሕማም ለምፂ እዩ፤ ሽዑ ዝረኸሰ ምዃኑ እቲ ኻህን ይንገር።


በታ ሻውዐይቲ መዓልቲ ተመሊሱ ድማ ይመርምራ፤ እንሆ ኸዓ እቲ ሕማም ኣብ መንደቕ እታ ገዛ ሰፊሑ እንተ ተርኣየ፥


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos