Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሌዋውያን 13:16 - መፅሓፍ ቅዱስ

16 እቲ ቘርበቱ ቐይሕ ስጋ ዝመስል ዝነበረ ናብ ፃዕዳ እንተ ተለወጠ ግና፥ ናብ ካህን ይምፃእ።

Ver Capítulo Copiar




ዘሌዋውያን 13:16
7 Referencias Cruzadas  

እቲ ኻህን ቈርበቱ ቐይሕ ስጋ ምምሳሉ ምስ ረአየ ዝረኸሰ ምዃኑ ይንገር። እቲ ቘርበቱ ቐይሕ ስጋ እንተ መሲሉ፥ ንሱ ረኺሱ እዩ፤ ንሱ ሕማም ለምፂ እዩ።


እቲ ኻህን ድማ ይመርምሮ፤ እንሆ ኸዓ፥ እቲ ቝስሉ እንተ ፃዕደወ፥ ሽዑ እቲ ኻህን፥ እቲ ቝሱል ንፁህ ምዃኑ ይንገር፤ ንሱ ንፁህ እዩ።


ኢየሱስ ካብተን ከተማታት ኣብ ሓዲአን እንተሎ፥ እንሆ ዅሉ ሰብነቱ ለምፂ ዝሓዞ፥ ሓደ ሰብኣይ ናብኡ መፀ፤ ንኢየሱስ ምስ ረአዮ ድማ፥ ብግምባሩ ተደፊኡ፥ “ኦ ጐይታ! እንተ ፈቒድካስ ክተንፅሀኒ ትኽእል ኢኻ” ኢሉ ለመኖ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos