Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሌዋውያን 13:10 - መፅሓፍ ቅዱስ

10 እቲ ኻህን ድማ ይመርምሮ፤ እንሆ ኸዓ፥ ኣብ ቈርበቱ ፃዕዳ ሕበጥ እንተ ሃልዩዎ፥ ነቲ ፀጕሪ ኸዓ እንተ ኣፃዕደዎ፥ ኣብቲ ሕበጥ ድማ ቘርበቱ ቐይሕ ስጋ መሲሉ እንተ ፀንሐ፥

Ver Capítulo Copiar




ዘሌዋውያን 13:10
12 Referencias Cruzadas  

እምበኣርከስ እቲ ለምፂ ንእማን ንዘለኣለም ኣባኻን ኣብ ዘርእኻን ይልገብ” በሎ። ሽዑ ሕማም ለምፂ ሓመመ፤ ቈርበቱ ኸዓ ኸም በረድ ፃዕድዩ፥ ለምፃም ኮይኑ ኻብ ቅድሚ ኤልሳዕ ወፀ።


ተግሳፅ ዝፈቱ ፍልጠት ይፈቱ፤ ተግሳፅ ዝፀልእ ግና ዓሻ እዩ።


ንሱ ነባር ሕማም ለምፂ እዩ፤ ዝረኸሰ ምዃኑ እቲ ኻህን ይንገር። ቀደሙውን ረኺሱ እዩሞ ኣይዕፀዎ።


ሓደ ሰብ ኣብ ቈርበቱ ንዳድ ሓዊ እንተ ሃልይዎ እሞ ኣብቲ ቘርበቱ ዝተልሓሰ ንዳድ ሓዊ ቕይሕ ዝበለ ፃዕዳ ወይ ፃዕዳ ብሩህ ብሮት እንተ ወፆ፥


ሕማም ለምፂ ቘርበት ዘለዎ ዝኾነ ሰብ ናብ ካህን የምፅእዎ።


ንሳቶም ነቲ ኣብ በሪ ኣደባባይ ዝግስፆም ይፀልእዎ፤ ነቲ ሓቂ ዝዛረብ ከዓ ይፅየፍዎ።


ዓለም ንኣኻትኩም ክፀልእ ኣይኽእልን እዩ፤ ንኣይ ግና፥ ግብሩ ኽፉእ ከም ዝኾነ ስለ ዝምስክረሉ ይፀልአኒ እዩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos