12 ኵሉ ኣብ ማይ ዘሎ ኽንፍን ቅረፍትን ዘይብሉ፥ ንኣኻትኩም ርኹስ ይኹን።
ኣሮን ከዓ ናብ ልዕሊ ማያት ግብፂ ኢዱ ዘርግሐ፤ እተን ጭንቍራዓት ድማ ወፂአን ንምድሪ ግብፂ ኸደናኦ።
ፈንፍንዎም፤ ስጋኦም ኣይትብልዑ፤ ንገምቢኦምውን ኣይትንክእዎ።
ካብ ኣዕዋፍ ድማ ፍንፉናት ዝኾና ዘይብልዓ፥ እትፍንፍንወን እዚኣተን እየን፦ ንስሪ፥ ገድገደ፥ ወሓጥ ዓሳ፥