Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘሌዋውያን 10:8 - መፅሓፍ ቅዱስ

8 እግዚኣብሄር ድማ ንኣሮን ከምዙይ በሎ፦

Ver Capítulo Copiar




ዘሌዋውያን 10:8
3 Referencias Cruzadas  

ህዝቢ እስራኤል ንነዊሕ ዘመን ብዘይ እቲ ናይ ብሓቂ ኣምላኽን ብዘይ ዝምህር ካህንን ብዘይ ሕግን ይነብሩ ነበሩ።


እቲ ናይ እግዚኣብሄር መቕብኢ ዘይቲ ኣብ ልዕሌኹም እዩ እሞ፥ ከይትሞቱስ ካብ ኣፍ ደገ እቲ መራኸቢ ድንኳን ኣይትውፅኡ” በሎም። ከምቲ ሙሴ ዝበሎ ኸዓ ገበሩ።


“ኣብቲ መራኸቢ ድንኳን ክትኣትዉ እንተለኹም ምእንቲ ኸይትሞቱ ንስኻን ደቅኻን ወይንን ዘስክር መስተን ኣይትስተዩ። እዙይ ንውሉድ ወለዶኹም ንዘለኣለም ዝነብር ሕጊ እዩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos