10 ካብቲ ረስኒ ጥሜት ዝተልዓለ ቈርበትና ኸም እቶን ፀለመ።
ቈርበተይ ፀለመ፤ ካባይ ተፈልዩውን ርግፍግፍ በለ፤ ኣዕፅምተይ ድማ ኻብ ረስኒ ዝተልዓለ ተቓፀለ።
ኣብ ልዕሊ ትኪ ኸም ዝተሰቕለ ለቘታ ኾይነ እየሞ፤ ስርዓታትካ ግና ኣይረሳዕኹን።
ቤት። ንስጋይን ንቘርበተይን ኣእረጎ፤ ነዕፅምተይውን ሰባበሮ።
ሔት። ግና ኻብ ፀለሎ ፀሊሞም፤ ኣብ መንገዲ ዘለልዮም የለን፤ ቈርበቶም ምስ ኣዕፅምቶም ተጣቢቑ፤ ከም ዕንፀይቲውን ነቐፁ።