Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ሰቆቃወ 4:7 - መፅሓፍ ቅዱስ

7 ዛይ። ኣሕሉቓ ኻብ በረድ ዝፀረዩ፥ ካብ ፀባ ዝፅዕድዉ፥ ሰብነቶም ካብ ቀይሕ ዕንቊ ዝቐይሕ፥ መልክዓቶምውን ከም ሰንፔር ነበረ።

Ver Capítulo Copiar




ሰቆቃወ 4:7
15 Referencias Cruzadas  

ብወርቂ ኦፊርን፥ ብኽቡር ዕንቍን ብሰንፔርን ኣይትግመትን እያ።


ብዛዕባ ዕንቍን ኣልማዝን እኳ ኣይንገርን፤ ዋጋ ጥበብ ካብ ቀይሕ ዕንቊ ይበልፅ።


ደቆም ብጕብዝናኣቶም ከም ሓድሽ ኣታኽልቲ ዝኾኑ፥ ኣዋልድ ደቆምውን ከም ሕልፍኚ ዘጌፃን ዝተሸለማን ዝኾና፥


ብስምዕዛ ንፀገኒ ኽነፅህ ድማ እየ፤ ሕፀበኒ፤ ካብ በረድ ከዓ ኽፅዕዱ እየ።


ንኣምላኽ እስራኤል ከዓ ረአይዎ። እቲ መርገፂ እግሩ ድማ ኻብ ብሩህ ሰማያዊ ሰንፔር ከም ዝተገብረ ምድሪ ቤት ነበረ።


ፍቱወይስ ካብ ዓሰርተ ሽሕ ዝተመርፀ፥ ወዛምን ምልኩዕን እዩ።


ኣእጋሩ ኣብ ፅሩይ ወርቂ ዝተሰረታ፥ ከም ኣዕማድ እምነ በረድ ይመስላ፤ መልክዑ ኸም ሊባኖስ፥ ከም ኣእዋም ዝግባ ዝተመረፀ እዩ።


ድሕሪ ዓሰርተ መዓልቲ፥ ካብ ኵሎም እቶም ምግቢ ንጉስ ዝበልዑ መናእሰይ፥ ገፆም በሪሁን ሰብነቶም ፀቢቑን ተርኣየ።


ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ዓብዪ ክኸውን እዩ እሞ፥ ወይንን ዘስክር መስተን ከቶ ኣይሰትን እዩ። ገና ኣብ ማህፀን እኖኡ እንተሎ፥ መንፈስ ቅዱስ ክመልኦ እዩ።


ምስ ወለድኪ እቲ ቘልዓ ኻብ ዝውለድ ጀሚሩ ናይ እግዚኣብሄር ናዝራዊ ክኸውን እዩ እሞ፥ ኣብ ልዕሊ ርእሱ መላፀ ኣይሓልፎን፤ ንሱ ንደቂ እስራኤል ካብ ኢድ ፍልስጥኤማውያን ከድሕኖም ክጅምር እዩ።”


ግና ‘ክትጠንሲ ወዲውን ክትወልዲ ኢኺ፤ እቲ ቘልዓ ኻብ ዝጥነስ ጀሚሩ ኽሳዕ ዕለተ ሞቱ ናይ እግዚኣብሄር ናዝራዊ ክኸውን እዩ እሞ፥ ወይንን ካልእ ዘስክር መስተን ኣይትስተዪ፤ ርኹስ ዝኾነውን ኣይትብልዒ’ ኢሉኒ” ኢላ ነገረቶ።


ኵሉ ናይ ልቡ ኸዓ ገለፀላ “ኣነ ኻብ ከርሲ እኖይ ጀሚረ ንኣምላኽ ዝተወፈኹ ናዝራዊ እየ እሞ ርእሰይ ተላፅየ ኣይፈልጥን፤ ስለዙይ እንተ ተላፀኹ፤ ሓይለይ ይደክም፤ ከም ኵሉ ሰብ ከዓ ድኹም እኸውን” በላ።


እሴይ ድማ ልኢኹ ኣምፅኦ፤ ንሱ ቐይሕ፥ ኣዒንቱን፥ ትርኢቱንውን ፅቡቕ ነበረ። እግዚኣብሄር ከዓ “ንሱ እዩ እሞ ተሲእኻ ቕብኣዮ” በሎ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos