Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ሰቆቃወ 4:5 - መፅሓፍ ቅዱስ

5 እቶም ጥዑም ምግቢ ዝበልዑ ዝነበሩ፥ እንጀራ ስኢኖም ፈቐዶ መንገድታት ተንከራተቱ፤ እቶም ቀይሕ ሃሪ ተኸዲኖም ዝዓበዩ፥ ኣብ ልዕሊ ዅምራ ሓመድ ደቀሱ።

Ver Capítulo Copiar




ሰቆቃወ 4:5
17 Referencias Cruzadas  

ኣትን ኣዋልድ እስራኤል! ነቲ ዘሐጕስ ቀይሕ ግምጃ ዘልብሰክን ዝነበረ፥ ክዳውንትኽንውን ብወርቂ ዘቦ ንዝሸለመ ንሳኦል ብኸያሉ።


ራፋስቂስ ግና “ንጉስ፥ እዝ ነገር እዙይ ክናገር ናባኻን ናብ ጐይታኻንዶ ልኢኹኒ እዩ? ናብቶም ኣብ መካበብያ ተቐሚጦም ዘለዉ እሞ፥ ምሳኻትኩም ኵስሖም ክበልዑን ሽንቶም ክሰትዩን ዘለዎም ሰባትዶ ኣይኮነን?” በሎም።


በቲ ኻብ እምባታት ዝወርድ ዝናም ይርሕሱ፤ መፀግዒ ስኢኖምውን ኰዅሒ ይሓቝፉ።


ንዅሎም ስድራኣ ኻብ ቍሪ በረድ ዝተልዓለ ኣይትፈርሕን፤ ሰብ ድርብ ክዳን እዮም፤ ስለዙይ ኣስሓይታ ኽወርድ እንተሎ ኣይትፈርሕን።


ካፍ። ኵሉ ህዝባ ዝበልዖ እንጀራ ደልዩ የእዊ ኣሎ፤ ብህይወት ምእንቲ ኽነብሩ፥ ንዅሉ ኽቡር ጥሪቶም፥ ብምግቢ ይልውጥዎ ኣለዉ፤ ኦ እግዚኣብሄር፥ ተዋሪደ እየሞ ረአ፤ ተመልከትውን።


ካብቲ ሓሰማታት ዝቕለባኦ ዝነበራ ቛርፍ ክበልዕ ድማ፥ ሃረር ይብል ነበረ፤ እንተ ኾነ ሓደኳ ዝህቦ ኣይረኸበን።


ቀይሕ ክዳንን ፃዕዳ ሃርን ዝኽደን፥ ኵሉ መዓልቲ እውን እናጋየፀ ዝሕጐስ ሃብታም ሰብኣይ ነበረ።


እንታይ ክትሪኡ ደኣ ወፃእኹም? ቀጭን ናይ ክብሪ ኽዳውንቲ ዝተኸደነ ሰብዶ፥ ክትሪኡ ወፂእኹም? እንሆ ብቐጭን ናይ ክብሪ ኽዳውንቲ ዘጌፁን፥ ብምቾት ዝነብሩንስ፥ ኣብ ኣዳራሽ ነገስታት ኣለዉ።


እታ ናይዝ ዓለም እዙይ ደስታ እትደሊ መበለት ግና፥ ብህይወታ እንተላ ዝሞተት እያ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos