Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ሰቆቃወ 4:1 - መፅሓፍ ቅዱስ

1 ኣሌፍ። እቲ ወርቂ ኸመይ ኢሉ ሃሰሰ? እቲ ፅሩይ ወርቂኸ ኸመይ ኢሉ ተለወጠ? ዝኸበሩ ኣእማን ቤተ መቕደስ፥ ፈቐዶ ወሰን መንገዲ ተበታቲኖም።

Ver Capítulo Copiar




ሰቆቃወ 4:1
11 Referencias Cruzadas  

እታ ፍትሒ መሊእዋ ዝነበረ እምንቲ ኸተማ ኸመይ ኣመንዝራ ኾነት! ቀደም ፍትሒ ዝነበራ፥ ሓቂውን ዝመልኣ ነበረት፤ ሕዚ ግና መሕደሪ ቐተልቲ ነፍሲ ኾነት።


“ኣየ ኣታ ብሩህ ኮኸብ ወዲ ወጋሕታ፥ ከመይ ኢልካ ኻብ ሰማይ ወደቕካ! ንስኻ ንኣህዛብ ዘዋረድካስ፥ ከመይ ኢልካ ናብ ምድሪ ተደርበኻ!


ንቤተ መቕደስን ቤተ መንግስትን ንዅለን ኣባይቲ ኢየሩሳሌምን ንዅለን ዓበይቲ ህንፃታት ብሓዊ ኣባርዐን።


ቆፍ። ተስኢ፤ ኣብ መጀመርታ ኽፋል ሓለዋ፥ ብለይቲ ኣእውዪ፥ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ልብኺ ኸም ማይ ኣፍስሲ፤ ምእንቲ ነፍሲ እቶም ኣብ ኵሉ መኣዝን መንገዲ ብጥምየት ደኺሞም ዘለዉ ህፃናትኪ፥ ኣእዳውኪ ናብኡ ኣልዕሊ።


“ኣታ ወዲ ሰብ፥ እቶም ቤት እስራኤል ሓተላ ኾኑኒ፤ ኣብ ማእኸል እቶን ከዓ፥ ኵላቶም ነሃስን ቈርቆሮን ሓፂንን ዓረርን እዮም፤ ሓተላ ብሩርውን ኮኑ።


ስለዙይ “ንሰማርያ ኸም ኣብ ሜዳ ዘሎ ኹምራ እምንን፥ ከም ቦታ ኣታኽልቲ ወይንን ክገብራ እየ። ነእማና ናብ ሽንጥሮ ኽውርውሮ፥ ንመሰረታ ኸዓ ኽቐልዖ እየ።


ንሱ ድማ መሊሱ “እዝ ዅሉ ትሪእዎዶ ኣለኹም? ኣብዙይ፥ እምኒ ኣብ ልዕሊ እምኒ እንተይፈረሰ ኸም ዘይተርፍ፥ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ” በሎም።


ኢየሱስ ከዓ “ነዝ ዓብዪ ህንፃዶ ትሪኦ ኣለኻ? እምኒ ኣብ ልዕሊ እምኒ እንተይተረፈ ዅሉ ኽፈርስ እዩ” ኢሉ መለሰሉ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos